ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ክድግፍ የብሉን ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ክድግፍ የብሉን” ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ።
ምስ ኮንግረስ ማን ጆሴፍ ሞራለ ኣብ ኣፕ ስቴት ኒውዮርክ ኣብ ዝተገበረ ህፁፅ ኣኼባ ኢዩ ኣባላት…