ኣብ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ከምዝሓለፈ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ሓካፊ እቲ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ ኮማንደር ዮሃንስ…