Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ህዝባዊ ሓደርኡ ንምውፃእ ዘኽእሉ ስጉምቲታት ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ገሊፁ። ውሽጣዊ ሓድነት እቲ ፓርቲ ዘጠናኽሩ ውሳነታት ከመዝተወሰኑን እቲ ፓርቲ ዝተውሃብዎ ህዝባዊ ሓደራ ብኣግባቡ ንምውፃእ ዓሊሙ ናይ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ናፍታሊ ቤኔት ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ናብ ሰለማዊ መገዲ ኣብ ዘምረሐሉ ኩነታት ብምድሃብ ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ተወከልቲ ዩክሬንን ሩሲያን ብቪዲዮ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየንን 487 ሚሊየንን 562 ሺሕን 425 ነጥቢ 97 ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር 240 ቢሊየንን 338 ሚሊየንን 604 ሺሕን 387 ነጥቢ 02 ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ከምዝነበረ ድማ…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ እናተጋደደ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ ካብ እዋን ናብ እዋን እናተጋደደ ምምፅኡ መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቀሊል ባቡረ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ቢልቱማ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ (OPGW) ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ። መካየዲ ስራሕ ቢሮ ኦፕሬሽን ፋይበር ኦፕቲክስን ፅገናን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኤርሚያስ ገብረመድህን ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ኮምቦልቻ-…

ኔቶ ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ኢዩ – ቻርለስ ሚሼል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ሰሜን ጦር ኣትላንቲክ  (ኔቶ) ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ቻርለስ ሚሼል ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ንንባብ ዝበቕዐ ፍሉጥ ጋዜጣ ስፔን…

ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ከትትል እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ። እቶም…

መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝገለፆ፥ ቀዳማይ ዙር ተፈተንቲ ብዝምልከት • ብተፈጥሮ ሳይንስ ኣብ መንግስታዊ ዩንቨርስቲታት 363 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 351 ንደቂ ኣኒስቲዮ • ኣብ…

ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ዑደተን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ቀረባ እዋን ሓሙሽተ ናይ ፅዕነት ኣየራት ቦይንግ 777-8 ኣውሮፕላን…

ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ዣንግ ዡ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተዘሓሒሉ ዝፀንሐ ዓውዲ ቱሪዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዘኽእሉ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣበ መንጎ…