Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም። ሚኒትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ራብዓይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ብፁእነቶም ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ፀሎት ፍትሓት፣ ስርዓተ ማህሌትን ፀሎት ኪዳንን…

ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!”…

ከም ኣሕዋት ሃገራት ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ – ዋናፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ ጅቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲን ኢትዮጵያን ብደም ዝተኣሳሰና ኣሕዋት ሃገራት ስለዝኾንና ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ “ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ” ጅቡቲን ሚኒስትር ኢኮኖሚ እታ ሃገርን ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ምክትል ኣቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ሱዳንን (ኤስ ፒ ኤል ኤም) ፕሮፌሰር ዶኮተር ጀምስ ዋኒ ኢጋ ገሊፆም። ምክትል ኣቦ…

ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ከምትቕፅል ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ምስ ኢትዮጵያ ብምርሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ኤ ኬ ፒ ፓርቲ እታ ሃገር ፌቭዚ ሻንቨርዲ ገሊፆም። ምክትል ኣቦ መንበር ጉዳያት ወፃኢ ገዛኢ ፓርቲ ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተረኺቦም…

ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንዞባዊ ምዕባለ ተስፋ ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ ፓርቲ ፕሮፌሰር ኢክባል ጃዝብሃይ ተዛሪቦም። እቶም ፕሮፌሰር ኣብ መኽፈቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ…

ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን – ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ትፅት ዝግበረሎም ሃናጺ ግደ ብምፅዋት ኣብ ታሪኽ ጅማሮ ሓዱሽ ምዕራፍ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክገብሩ ኢዮም ኢለ የኣምን” ክብላ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን። እተን ኣካቢት ኣብ ስነ-ስርዓት…

ፓርቲ ብልፅግና ድሌት ሰላም፣ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘላቕነት ንምርግጋፅ ዝሰርሕ ህብረ ብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ዘመሓላለፉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ድሌት…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርት መኽፈቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ፣ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ፣ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት፣ ተወከልቲ…