Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮን ኣብቲ ቀፅሪ ኣብቲ ግቢ ንምፍታር ዝፈተኑ ኣካላትን ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምውዳድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር…

ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና። ሩሲያ ሕቶ ሓገዝ ኣፅዋራት ኲናት ንቻይና ኣቕሪባ ክትብል ዋሽንግተን ምዝራባ ይዝከር። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን እቲ ጉዳይ…

ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት በዓል 9 ደብሪ ህንፃ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ንህንፀት እቲ ህንፃ 895 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብቲ መርሃ…

ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ከምዝቕፀሉዎ ኣቐባሊ ቃል ዲሚትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ከም ገለፃ እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ኣብቲ ዘተ ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ንልኡኽ ሩሲያ ክመርሑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ከምኡውን 3 መጋቢት ስነ ሰርዓት ምፍናው…

ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡ ብይስማው…

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ቀፀልቲ ኣንፈታት ትኹረት ዘመላኽቱ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ…

ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ተካይድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ምስ ጋና መዘናኣ ተካይድ ኣላ። እቲ መፃረዪ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ እናተኻየደ ከምዝርከብ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ኣብ ከባቢ ጠረፍ ደቡብ ሱዳን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ዜጋታት ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ጠረፍ ክልል ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ነበርቲ ወረዳ ጂካዎን ላሬን ከምዝተመዛበሉ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝሓሮ፥ በቲ ጎንፂ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ ኣብ…