Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓሬተኦም ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓሬተኦም ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ዓማዊል ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ብምስትኽኻል ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝኽእሉ ብምሕባር፤ ሎሚ…

ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሜካናይዝድን ከቢድን ቀሊልን ተሸከርከርቲን ምሽክርካርን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ምክትል ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ሜጀር ጀነራል እንዳልካቸው…

እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ኣመልኪቱ ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ። ውፅኢት እቲ ምርመራ ቅድሚ ሕዚ ኢሰመኮ ምስ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ…

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ሳፋሪኮም ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሳፋሪኮምን ክልቲኦም ትካላት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ክራይ መስመር ኦፕቲካል ፋይበር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሸብር…

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ሰዓት 8 ክጅመር ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጅምር ጉባኤ እቲ ፓርቲ፥ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያውያን ዘረጋግፁ ውሳነታት ከምዝመሓላለፉ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ሓላፊ ዘፈር ህዝቢን…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝገብሮ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ንምስታፍ ጉጅለ ልኡኻት ኣሓት ፓርቲ ኡጋንዳን ቱርኪን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝገብሮ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ንምስታፍ ጉጅለ ልኡኻት ኣሓት ፓርቲ ኡጋንዳን ቱርኪን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ንምስታፍ፥ ምክትል ኣቦ መንበር ናሽናል ሬሲስታንስ ፓርቲ ኡጋንዳ…

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝተሳተፉሉ ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝተሳተፉሉ ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኒውጀርሲ ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ ነቲ ሕጊ ዘርቀቑ ኣባል ኮንግረስ ኒውጀርሲ ቲም ማሊኖውስኪ ኣብ ቅድሚ ዝሰርሑሉ ቢሮ እንትኸውን፥ ኣብቲ…

ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ረቂቕ ሕጊ ‘ኤችአር 6600’ ትኽክል ከምዘይኮነን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ‘ኤችአር 6600’ ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ዝተሰሓሓተን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም። ዶን ቤየር ትማሊ ኣብ ሬስቶራንት ኢትዮጵያ ማክዳ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል መርሳ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል መርሳ ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ 2012 ዓ.ም ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረን ብዙሓት ሓደሽቲን ክባር መሳርሒታትን ተተኺሎሙሉ ዝነበረን እቲ ሆስፒታል፥ ብጉጅለ ህወሓት ልዑል…

ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት 10 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ደረጃ ማእኸል ልህቀትን መፃወቲን መለማመዲን ሜዳ ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ሓዱሽ ተወሳኺ ሜዳ ንምስራሕ ዘኽእል ክዝኾነ…