ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት ናይ ምዝዛም ቁርፀኝነት ዝረኣየሉ ግድብ መስኖ መገጭ… Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ ናይ መንግስቲ ፕሮጀክትታት ናብ ፍፃመ ናይ ምብቃዕ ቁርፀኝነት ብዘርእይ መገዲ ይካየድ ኣሎ። ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተዛተዩ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ከምኡወን ሞያተኛታት ርክብ ህዝቢ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም – ዋና ኦዲተር ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም ኢሉ ዋና ኦዲተር ፌዴራል፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 39 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃብ ኦዲት በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኢትዮጵያ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ዓስራይ ፎረም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስሩዕ ብተኸታታሊ መርሃ ግብሪታታትን ብቀዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 710 ተምሃሮ ኣመሪቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ምስ ሕርሻ ዘተኣሳሰረ ቤኑና መንደር … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትካላት ሚዲያ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ሚዲያ ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ ቤኑና መንደር ተዓዚቦም። ቤኑና መንደር ኣዚዩ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍሊታት፣ ኣዳራሽ፣ እንዳ ሲኒማን መዘናግዒ ቦታን፣ ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍረምረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ስርዓት ኣፈታትሓ ጎነፅ ተበፃሕነት ፍትሒ ክብ ንክብል ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ስርዓት ሕጊ ባህላዊ ሜላ ኣፈታትሓ ጎነፅ ንምክታት ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግበኦም ስጉምቲታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብህዝበ ውሳነ ንባዕሎም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ Desta Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብስርዓት ምርጫ ህዝበ ውሳነ ንባዕሎም መሊሶም ሪፎርም ምስ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ዘህራን ሁመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ጌታ ቸሩ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን” – ፕሬዚዳንት ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ከምዝበሉዎ÷ እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናካየደኦ ዝፀንሓ ኲናት ፀጣ ንምባል ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለም ዝረኣዩ ተለዋዋጢ ኩነታት ንምፅዋርን ምላሽ ንምሃብን ዝኽእሉ ጠንካራ ትካላት ምፍጣር ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ምክትል ፕሬዚዳንት ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓደ ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ወዲ ሓደ ዓመት ህፃን ሓዊሱ ህይወት 9 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ እቲ ሓደጋ ኣብ ክፍለ…