ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምስፋሕ… Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምጥንኻር ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ተስፋዬ ወርቁ ከምዝበሉዎ÷ መድሕን ጥዕና ናይ ምኽፋል ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣድላዪ…
ስፓርት ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ… Gebremariam Weldegerima Nov 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡ ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞሮኮ ራባት ይካየድ ኣብ ዘሎ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ ታህ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ዘሎ ጠንካራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም-ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብምርመራ ኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተፃረየሎም 11 ተጠርጠርቲ ክሲ ተመስሪቱሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ። ክሲ ዝተመስረተሎም ድማ፦ 1 ተኸሳሲ ኣይተ ክፍሌ ወ/ማርያም ጋዎ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መሰረተ ልምዓት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ጉዕዞ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ታሪካዊ ዓወት ኣመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ጉዕዞ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ታሪካዊ ዓወት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዝጠመተ መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘየቋርፅ መትከል ምህዞን ሰሌጤንን እናሰራሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘየቋርፅ መትከል ምህዞን ሰሌጤንን እናሰራሕና ምዕባለ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንማእኸለዎትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮፕ32 ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ተወካሊ ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮፕ32 ኢትዮጵያ ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ሃፍቲ ቱሪዝምና ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት ኣሰናዳኢት ኮፕ32 ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ኮይኖም Desta Nov 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ተስክ ኮንዘርቬሽን ኣዋርድ ኮይኖም። ኣይተ ኩመራ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኣብቲ ዓውዲ…