ቢዝነስ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ – ኣዋሽ – መኢሶ ተጀሚሩ Desta Apr 5, 2022 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ኮሪደር ትራንስፖርት ኢትዮ-ጅቡቲ ዝኾነ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ - ኣዋሽ - መኢሶ ተጀሚሩ። እቲ መገዲ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን ረብሓ ዘለዎ አነትኸውን፥ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህብ ተዓሊሙ ኢዩ ፅገና ዝግበረሉ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም Desta Apr 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ምስቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ሓዊሱ 18 ኣባላት ተሳቲፎም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ ሓደ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኮድ ቁፅሪ 3 A02166 ኣ.ኣ ዝኾነት ሚኒባስ ታክሲ ፍሬን ተበቲኹዋ ብዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባርን ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባር ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዋላ ስፍሓት ገደናና ንእሽተይ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ተባሂሉ Desta Apr 4, 2022 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ከብል ሕብረት ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣይተ መስኡድ ገበየሁ፥ ብፍላይ ጉዳያት ሕጊ፣ ሰላምን ሰብኣዊ መሰለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ፍርያት ንምሕላው ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ንምሕላው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። መንግስቲ ፅሬት ፍርያታት ንምሕላው ትኹረት ገይሩ እናተንቀሳቐሰ ይኹን እምበር ዝተደለየ ለውጢ ክመፅእ ከምዘይተኸኣለ ተሓቢሩ፡፡ ኢትዮጵያ ዝፈረመቶ ኣህጉራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሪያድን ጅዳን ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ስዑድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ኣብ ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ቅትለት ብዘይሻራዊ ኣካል ንኽፃረ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ዩክሬናዊት ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ቅትለት ንፁሃን ዜጋታት ዘይሻራዊ ኣካል ንኸፃርዮ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጉተሬዝ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓሩዎ፥ “ምስሊ ዝሞቱ ንፁሃን ዜጋታት ብምርኣየይ ተረቢሸ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 20 ነጥቢ 7 ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብዓይነት ጥራሕ 20 ሚሊየን 704 ሺሕ 292 ብር ዝግመት ኣቑሑት ከምዝተኣከበ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። “200 ነደይ ሓደ ኣቕሓ ንተመዛባሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልዕሊ 90 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ምጥሓሎም ተገሊፁ Desta Apr 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 90 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ምጥሓሎም ተገሊፁ። እታ ጀልባ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ስደተኛታት ካብ ልቢያ ፅዒና ናብ ኣውሮፓ ንምሽጋር እንትትፍትን ከምዝጠሓለት ንኣሶሺየትድ ፕረስ ብምርቋሕ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ካብ 1…