Fana: At a Speed of Life!

ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት መሰል፣ ድሕንነትን ዘላቒ ተረባሕነትን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዘኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝጋውሑ ሓበሬታታት ግቡኣት ዘይኮኑ ኢዮም ኢሉ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ዝግበር ዘተ መዛዘሚ ዝኾነ ካብ ሚዲያት ህዝብን ውልቀን ምስ…

ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዚፍ ማእኸል ኒውክሌር ኢራን ዝኾነ ፎርዶው ሎሚ ዳግማይ መጥቃዕቲ በፂሑዎ። ኣሜሪካ ትማሊ  ፎርዶው ሓዊሱ ናታንዝን ኢስፋሃን ኣብ ዝተብሃሉ ጣቢያታት ኒውክሌር ኢራን ዕዉት መጥቃዕቲ ቡንባ ምፍፃማ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምግላፆም ይዝከር። ሎሚ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ እናተሳተፈ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን እተካይዶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽን ፅርየትን ጥዕና ካብ ቀፃሊ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘዳለዎ ጉባኤ ብዙሓት ተወከልቲ ሃገራት ክሳተፋ እየን፡፡…

5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ብሬሚታንስ ናብ ሃገር ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት ትሽዓተ ኣዋርሕ ናይዚ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ተላኢኹ ኢሉ ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ትልሚ እቲ ግልግሎት ወንድወሰን ተረፈ ንፋና ዲጂታል ከምዝበለዎ÷ ኩለመዳያዊ…

ድልየት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢንዱስትሪታት ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልየት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምምላእ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮነን፥ ዓቕሚ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ  ገፈርሳ ከብ ንምባል ዝተተኸለ ሓዱሽ ተንቀሳቓሲ…

ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ኢና ንሰርሕ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ንሰርሕ ስለዝኾንና ሓቢርና ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ሰብ…

ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ከምዝሉዎ÷ ዓውዲ ጥዕና…

ህይወት ሰባት ናይ ዘድሕኑ ሓኻይም ሕቶ ናይ ፖለቲካ ክሳራ ብዘጋጠሞም ሰባት ምጥላፉ ትኽክል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ ትኽክለኛ ሰብ ሞያ ጥዕና ንምንታይ ሕቶ መሃያ እልዐሉ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ኣለ ኢለ ኣይግምትን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝተዛተዩሉ…