ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገር ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ሓጋዚ ንዘይብሎም ክፋላት ሕብረተሰብን ኣመሓላሊፈን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣዚዮም ስለዝጎሳቖሉ ፈሪሶም ዝተሃነፁ 253 ገዛውቲ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል 2018 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እዚ ዓመት ብርሃን ኢትዮጵያ እንትወፅእ እንሪአሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዐል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ልምዓት ኒውክሌር ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዓለም ለኸ ኣቶሚክ ፎረም ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን (World Atomic Week) ንምስታፍ ሩሲያ ምእታዎም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…
ቴክኖሎጂ ሄቨን-1 ዝተባህለት ፈላማይ ውልቃዊ ጣቢያ ህዋ ክጅመር እዩ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓለምና ፈላማይ ዝኾነ ሄቨን-1 ዝተብሃለ ጣቢያ ህዋ ክጅመር እዩ። ንዝሓለፉ 25 ዓመታት ኣብ ዙርያ መሬት ዝርከቡ ዓለም ለኸ ጣቢያ ህዋ (ISS) ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ግልጋሎት ምሃብ ደው ዘብል እንትኾን፤ እቲ ግዜ እናቐረበ ምኻዱ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ሃዋህው ብምፍጣር ተመራፂ መባፅሕ ኢንቨስትመንት ኮይና ኣላ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዳስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ስነ ምህዳር ብምፍጣር ተመራፂት ኢንቨስትመንት ኮይና ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለቤል። እቶም ሚኒስትር ብሚኒስትር ኢንዳስትሪን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ቻይና ሊ ሊቸንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ዘትዮም mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ፌዴራል፣ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ዙርያ ዘትዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ። በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ። ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓወት ዓድዋ ዝኣመሰሉ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን ኢሎም ተናሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ። ዜጋታት ኢትዮጵያ ፓርቲ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ም/መራሒ ኣይተ ዮውሃንስ መኮነን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…