ዝንቕ ፋና ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ። ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ። ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት… Desta Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ፣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት… mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ረብሓን ሉኣላውነትን ኢትዮጵያ ብምሕላው ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክፍፅም ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ጀነራል መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል። ሓላፊ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሃፍቲ ሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ። ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ። ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኮንፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ኣገልግሎት ስራሕ መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንኣገልግሎት ማእኸል ድሬ-መሶብ ሓደ ማእኸል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ከድር ጁሃር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ mizan mekonen Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ። ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም Desta Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ። “ቱሪዝም ንዘላቒ ለውጢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ሓምሻይ ሃገራዊ ጉባኤ መፅናዕቲን ምርምርን ዓውዲ ቱሪዝም…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ Desta Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ መሪቖም ከፊተምዎ። ኣርባዕተ ናይ ፌዴራልን ሽዱሽተ ናይ ክልላትን ትካላት ኣገልግሎተን ኣብቲ ማእኸል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም Desta Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ነበር ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም። ካብ 2014 ክሳብ 2020 ዓ.ም.ፈ ነታ ሃገር ዝመርሑ ፒተር ሙታሪካ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ አወን 56 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ተመሪቑ Desta Sep 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ" ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ሎሚ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ መስ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘሰናድእዎ ኢዩ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥…