ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ብምምራቑ ናይ እንቋዕ አሓጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላለፊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም።
ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰላም እዚ ቀጣና ኢሉ ‘ውን ዓለም ለኸ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…