Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣኽሱማዊት እምባየ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂኣንስትዮ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ1500 ሜትሮ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓወትቲ ኮይነን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣኽሱማዊት እምባየ 1ይ፣ ሂሩት መሸሻ 2ይን ፍሬወይኒ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣቡዳቢ እንትበፅሑ፥ ዘውዳዊ ልኡልን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ሞሃመድ ቢን…

ሚኒስቴር አቶት መርሃ ግብሪ ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ 171 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ድማ እቲ ሚኒስቴር ”ኣገልጋላይ ምዃን መግለፂና ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ሽልማትን ኢዩ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምጥያሽ መውፃእቲ ሕጊን ኣሰራርሓን ብምትኳር ልዝብ ዝግበር እንትኸውን፥ ከይዲ ኣወፃፅኣ ሕጊን ማንዋል ምድላው ረቂቕ ሕጊን ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ…

ብ550 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ስራሕቲ ትግበራ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብ550 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ትግበራ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት “ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ንኩለመዳይ ለውጢ ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዕሊ ተጀሚሩ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ተደላይቲ መባጽሕቲ ኩባኒያታት መውፃእቲ መዓድን ዓለም ናይ ምዃን ዓቕሚ ከምዘለዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ውሽጢ ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪ መውፃእቲ መዓድን ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ተደላይት መባጽሕቲ ኢንቨስትመንት ናይ ምዃን ዓቕሚ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ማይን ዝተብሃለ ኣብቲ ዓውዲ ሓበሬታታት ዘውፅእ መርበብ ሓበሬታ፥ ኢትዮጵያ ልዑል ክዙን…

60 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 60 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብቲ…

ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝኣክል ኣውድ ስለዘይተኸፈሎ ከምዝተፀገመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታላት ብኣውድ ዝወሰደኦ መድሓኒት ክኸፍለኦ ካብ ዝግበአን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ስለዘይተከፈላ ስርሑ ከምዝተኣጎሎ ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ትካላት ጥዕና ብኣውድ ዝወሰደኦ ብዙሕ ተኣካቢ ብር ስለዘሎ ኣብ ኣቕርቦ ፀገም…

ኣብ ወልድያ፣መርሳ፣ ውጫሌን ከባቢኡን ዝርከባ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ተሸካሚ 66 ኪሎ ቮልት መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ወልድያ፣ መርሳ፣ ውጫሌን ከባቢኡን ዝርከባ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ደሴ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ስዑድ ዓረብ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ሰልማንን ላዕለዋይ ሓላፊ ማእኸል ዶክተር ኣብዱላህ ኣልራቢህን ኣብ ክልተኣዊ ሰብኣዊን ርዳእታን ጉዳያት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ሚኒስትር ኣሕመድ ሽዴ ምስ መካየዲ ስራሕ ፈንድ…