ሽመት ኣምባሳደራት ሙያዊ ብቕዓትን ሃገራዊ ለውጢን መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትማሊ ንኣምባሳደራት ዝተውሃበ ሽመት ሙያዊ ብቕዓት እቶም ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም…