ህይወት ሰባት ናይ ዘድሕኑ ሓኻይም ሕቶ ናይ ፖለቲካ ክሳራ ብዘጋጠሞም ሰባት ምጥላፉ ትኽክል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ ትኽክለኛ ሰብ ሞያ ጥዕና ንምንታይ ሕቶ መሃያ እልዐሉ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ኣለ ኢለ ኣይግምትን ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝተዛተዩሉ…