ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ዝዝቲ ዘሎ እንትኸውን፥ መራሕቲ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ልምዓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዮም – ኣይተ ሙስጠፋ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ምስሊ እታ ከተማ ዝቐየረ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፋ መሓመድ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ቀዋሚ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣባላት ቤት ምኽር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር)። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ትራንስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣክሲዮን ማሕበር ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሎሚ ንጎሆ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዲቪዥን ቁፅፅር ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ኮነሚሽን ክልል ሲዳማ ኮማንደር ከበደ ከኔራ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝተዛረብዎ፥ እቲ ሓደጋ ወንዶ ማዞሪያ ተባሂሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ኣካይዶም Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ብሄራዊ ትግበራ ፖሊሲ፣ ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ምክያዶም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ብቐዳማይ ዲግሪ 964 ከምኡ ‘ውን ብኻልኣይ ዲግሪ 1 ሺሕን 09 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ዓብዱርሃማንን ካልኦት…
ቢዝነስ ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ Desta Aug 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዐደሊ ነዳዲ ኣብ ዘይብሎም…