Fana: At a Speed of Life!

ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያንን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝተኣከበ 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ንምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ኣረኪቦም። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከቡ ወገናት፤ ኣብያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ…

ኣብ ዞባ ጉራጌ ንተመዛበልቲ ወገናት መስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፀይቲ ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ወረዳን ከተማን ንተመዛበልቲ ወገናት ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን ንመስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፅይቲ ድጋፍ ተገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፍ ኣብ መንጎ ሕብረተሰብ ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ስግኣት ምዃን ኣብ ዘይኽእለሉ ብርኪ ክሳብ ዝበፅሕ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕጽል ይግባእ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ስግኣት ምዃን ኣብ ዘይኽእለሉ ብርኪ ክሳብ ዝበፅሕን ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ዕዙዝ ኣበርክቶ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕጽል ከምዝግብኦ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓቲቶም። ኣባላት ዲያስፖራ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓላፊ ማኔጅመንት ልምዓት መሬት ፍርቂ ሚሊየን ብር ጉቦ እንትቕበል ኢድ ብኢድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 11 ኣገልግሎት መሬት ከፈፅም ብምባል ካብ ሓደ በዓል ጉዳይ 500 ሺሕ ብር ብላዕ ዝተቐበለ ሓላፊ ማኔጅመንት ልምዓት መሬት ኣይተ ብርሃን ጌራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ ኮማንደር ደመና…

ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ኣሚሶምን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ይርከብ – ብ/ጄነራል ነገራ ሌሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ንሎጂስቲክስ ኣየር ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ገሊፆም። ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ፃውዒት መንግስቲ ስዒቡ ናብ ሃገር…

ኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞምዎም። እተቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 3 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም…

ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ፕሮጀክት ዲጂታል ፋውንዴሽን ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ መሰረት ብምግባር ይሳለጥ ኣሎ – ሚኒስትር ዲኤታ ሁሪያ ዓሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 6፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብላዕለዋይነት ዝመርሖን ብባንኪ ዓለም ዝድገፍን ፕሮጀክት ፋውንዴሽ ዲጂታል ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ ባንኪ ዓለም…

ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ – ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ” ክብሉ ዋና ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። “ምስ ህዝብና ኮይንና ናብ ኣዲስ ኣበባ ከኣቱ ኢየ ኢሉ እናፈከረ ዝነበረ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ዝወረሮ መሬት ንኽቕበር ገይርናዮ”…

ካልኣይ ውድድር ሽልማት ብሩጀህ ሓሳብ ፈጠራ ንግዲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብዝተገበረ ሃገር ለኸ ፃውዒት  እናተኻየደ ዝነበረ ውድድርን ስልጠናን ተዛዚሙ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 462 ሓሳባት እቶም 30 ንሽልማት በቒዖም። እቲ ሽልማት ዘበርከታ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥…