ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ሓበሬታ ምቕራብ ብዘይምኽኣለን ብዛዕባ ኩነታት ዝርገሐ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ቫይረስ ኮሮና ሓበሬታ ከቕርባ ብዘይምኽኣለን ኩነታት ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝገበሮ ማእኸል ቁፅፅር ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ገሊፁ።
ዳይሬክተር ሲዲሲ ዝኾና ዶክተር ጆን ንከንጋሶንግ ከምዝበለኦ፥…