Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቡ። እቲ ሕብረት ብምኽንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ካብ ኣመንቲ ዝተኣከበ 10 ሚሊየን ብር ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ምምሕዳር ከተማ ኣረኪቡ ዘሎ፡፡…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ መብራት ተዛቲዮም። ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ፥ ንሓደ ዓመትን ሸሞንተ ወርሒን ትምህርቶም ብምክትታል ዕዉት ውፅኢት ምምፀኦም ምስ ኢታማዡር ሹም…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣመልኪቶም ምስ ተወከልቲ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ኣመልኪቶም ምስ ተወከልቲ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብቲ ክልል ዝተፈጠረ ኩነታት ድርቂ ኣመልኪቶም ንተወካሊ…

ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኖም ዝነበሩ መሰረተ ልምዓታትን ማሽነሪታት…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ከምኡ እውን ፅንፈኝነት ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኬንያን ኢዮም ፈሪሞምዎ። ኣብቲ ስነስርዓት ፌርማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድሊዩ ኢዩ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሳምንታዊ መግለፂ…

ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ድልየት ዕዳጋ ዓለም ለኸ ተሓሳቢ ኣብ ዝገበረ ስራሕ ንክዋፈር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ኣማራፅታት ቢዝነስ ንክዋፈርን ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስ ዘለው ሰብ ሞያታት ንክፋለጥ ዝገበር ፎረም መርበብ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሑሪያ ዓሊ÷ ማሕበረሰብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ጥራይ ኣብ ልዕሊ 876 ኣባላት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወስደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወፍሪ ህልውና ተግባራዊ ካብ ዝዀነሉ እዋን ጀሚሩ ዝተሰርሐ ስራሕ ዕዉት ውፅኢት ምምዝጋቡ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሓላፊ ቢሮ ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፤ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዉ ዓውድታት ስራሕቲ…

በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጥምረት ኣሕዋት ከተማታት ቁርፂ መዓልቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣሓት ከተማታት በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…

ንኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጅግንነት ታሪኽ ንዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ከምዝኾነ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ናይ መወዳእታ ድፋዕ…