ኣብ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ዝተኸበረ በዓል ልደት ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ዝተኸበረ በዓል ልደት ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን ቅዱስ ላሊበላን፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ርእሰ መምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሊቃነ…