ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ ልዕሊ እትኣቲ ሃገር ቅፅበታዊ መጥቃዕቲ ከምዝፍፀም ተሓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ20፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ እትኣቲ ሃገር መብረቓዊ መጥቃዕቲ ከምእትፍፅም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቖም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሕጊ መውፅኢ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ…