ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል መርሳ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል መርሳ ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ።
ኣብ 2012 ዓ.ም ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረን ብዙሓት ሓደሽቲን ክባር መሳርሒታትን ተተኺሎሙሉ ዝነበረን እቲ ሆስፒታል፥ ብጉጅለ ህወሓት ልዑል…