Fana: At a Speed of Life!

ሓሙሽቲአን ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ውድድር ጦር መሳርሒ ንዘይምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን ጦር መሳርሒ ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ካብ ዝገብረኦ ውድድር ጦር መሳርሒ ኑክሌር ንኽዕቀባ ብሓባር ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ኣፍሊጠን። ቻይና፣ ሩሲያ፣ ፈረንሳይ፣ ብሪታንያን ኣሜሪካ ኣባላት ቤት ምኽ ፀፅታ እንትኾና፥ ኲናት ኒውክሌር ንምትራፍ…

ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ብምኽንያ ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ተቐቢሎም ናብ ሃገር ዝኣተዉ ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ብምኽንያ ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ተዓዚቦም። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናብ ክልል ዓፋር ጥሒሱ ንምእታውን ሚሌ…

ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ትካል ሕትመት ብርሃንን ሰላምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እቲ ሓገዝ 5 ነጥቢ 5…

ብሽም ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ሓምለዋይ ኣሰር ዘንብሩሉ ፓርክ ሰይምና – ከተባ ኣደነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ፓርክ ከምዝተየሰመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ  ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘስፈርኦ…

ገናሕቲ ብስክሌት ሞተር ካብ ገናሕቲኦም ወፃእ ካልኦት ተሳፈርቲ ንኸይፅዕኑ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሽከርከርቲ ብስክሌት ሞተር ብዘይ እቶም ገናሕቲ ብስክሌት ካልኦት ተሳፈርቲ ከይፅዕኑ እገዳ ገይሩ፡፡ እቲ ቢሮ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክንያት ብስክሌት ዝበፅሑ ሓደጋታት ትራፊክን ዘይሕጋዊ ስራሕቲን…

“ባህላዊ ስርዓት ዕርቂ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 3 ሚሊየን ዓመት ዝነበሩ ቅሪተ ኣካልን መገልገሊ ናውቲን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ኮንሶ ሓጓፍ ሽንጥሮ ያዳ ቱሚ ስፍራ ቅድመ ታሪኽ ‹‹ሓዱሽ ጥንቲ›› ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቴማቲክ ፈንድ ምስ ዝተብሃለ መሓዛ ብዝተረኸበ ገንዘብ ምርምር ንዓመታት ብዝተገበረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ብዙሓት ኣባላት ድያስፖራ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዳለወ ፓርኪ ዲያስፖራ ኢዩ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ኢያ – ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ከምዝኾነት ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝተሸሙ መሓመድ ላሚን ቲያው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሹመቶም ንምኽትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኣለማየሁ…

ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ልዑል መጠን ዘለዎ ዕድጊት ስርናይን ዘይቲን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገአ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕሳል ዝቕባበ ዋጋ ንምቁፅፃርን ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋእን ረብሓ ዘለዎ 4 ሚሊየን ኩንታል ስርናይን 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን ዕድጊት ክዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ገንዘብን…