Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ባንጁልን ማፑቶ ፕሮቶኮልን ዘለዋ ኣፈፃፅማ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብ ጋምቢያ ባንጁል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ÷ ኣብ እዋናዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ (ባንጁል ቻርተር) ከምኡ እውን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ከምዝህልዎ ነበር ኣባላ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ኣሰፋ ገሊፆም፡፡ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መደብ “ኣንድ እድል” ኣብ ዝገበሩዎ…

ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…

ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…

ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ…

ወታደራዊ መሳርሒታት ዘፍርይ ፋብሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኤክስፖ ፍርያታቶም ካብ ሞንጎ ዘቕረቡ ኣፍረይቲ ትካላት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ፋብሪካ ውሽጢ ዝርከብ ቴክስታይል ቴክኒካል ኣንበሳ ፋብሪካ እቲ ሓደ እዩ፡፡ ወታደራዊ ክዳውንትን ካልኦት ናውቲን ዘፍርይ ምምሕዳር…

ሩስያ ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ – ቭላድሚር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ስርዓት ኣልቦነት ምቅላሳ ክትቕፅል እያ ክብሉ ገሊፆ፡፡ ሩሲያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ጀርመን ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ርእሰ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለየ…

ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ትፅቢት ይግበር – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ዝተረኸበ ሪፎርም ውፅኢት ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ከምዝድገም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሪፎርም ከመይ ከምዝስራሕ ቀዋሚ ዓውደ ምርኢት ዝኾነ ውፅኢት ሽኮር ፋብሪካ ወንጂ…

ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሩስያን እናዓበየ መፂኡ – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተረክሂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩስያን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲ እናዓበየ ምምፅኡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ንክልተኣዊ ኢኮኖሚ ልምዓትን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ዝገለፁ ኣምባሳደር…

ሩስያ ሓይሊ ናዚ ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ካልኣይ ኹናት ዓለም ወራሪ ሓይሊ ናዚ ብምምካት ዝሰዓረትሉ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ከተማ ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ በዓል ዓወት ሩስያ ኣብ ኣደባባያት ሞስኮ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ስነ-ስርዓታት ከምኡ እውን…