ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሃገር ንዘኣተዉ ኢትዮጵያውያን፣ ተወውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዳስፖራታት ዕላዊ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ምትሕብባር ልምዓት ዶብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኢትዮጵያን ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳንን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ምክያድ ጀሚሩ። ብፕሬዚዳንት ግዝኣት ብሉ ናይል ሱዳን ጄኔራል ኣሕመድ ኣልዑምዳ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ማእኸል ናብ ስራሕ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ሓዱሽ ማእኸል ዳያስፖራ ናብ ስራሕ ኣቲዩ። እቲ ማእኸል ናብ ስራሕ ናይ ምእታው ስነ-ስርዓት እናተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ማሕበራት ዳያስፖራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ዳያስፖራን ብምውዳድ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ። ኣብቲ ምድላው ላዕለዎት ሰብ መዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኩሎም ትካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝፈፀሞ ወራር ስዒቡ ዝቐረበ ቃልሲ ህልውና ንምሕጋዝ ስሩዕ ኣገልግሎት ኣቋፆም ዝነበሩ ኩሎም ካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልለ ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘሕለፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነ ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነን 20 ሺሕ ሰባት ተሳተፍቲ ዝገብርን ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኽበር ፅርይቲን ፅብቕቲን ከተማ ንምግባር ዝዓለመ ወፍሪ ክዝኾነ ዝገለፁ ተቀዳሚ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብምርካብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ግቡእ ቅፅዓት ንዝሃቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀዳማይ ሚስትር ተቐቢሎም ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን እናገበረ ምዃኑ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝገጠማ እዋናዊ ፈተና ብሰዓራይነት ንኽትዋፃእ ዜጋታት ብሓደ ጠጠው ብምባል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ጠጠው ንምባል ኣሜሪካ ስሕተታ ክትእርም ኣለዋ – ብሮንዋይን ብሩተንና ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጀራልድ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣትላንቲክ መሳርሕቲ ማእኸል ኣፍሪካ ዝኾ ብሮንዋይን ብሩተንን ኣዶ መንበር ቤት ምህርቲ ዓለም ለኸ ጉዳያት ከምኡ እውን ፕሬፌሰር ዓለም ለኸ ድሕንነት ደሕንነት ኣን ፊትዝ-ጀራልድ ፎሬይን ኣብ መፅሄት ፖሊሲ ኣብ ዘውፀአኦ ፅሑፍ፥ ዋላኳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እንትበፅ፥ ርእሰ ምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት…