ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ዋይ ቢ ኤም ዝተብሃለ እቲ ፋብሪካ፥ ብ104 ሚሊየን ብር ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ይርጋለም ዝተጣየሸን ናይ ኣቮካዶ ዘይቲ ብምፍራይ ናብ ወፃኢ ዝልእኽን ኢዩ፡፡ ምስ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ክምረፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ከምዝምረፁን ሽመቶም በባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝፀድቕን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ…
ቢዝነስ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት ሓሙሽተ ኣዋርሕ 114 ሽሕን 335 ነጥቢ 63…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ድሕሪ ጎንፂ ዝህልዉ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ስነ-ልቦናዊ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብዝቐረቡ ፅሑፋት ሙሁራት እናተዛተዩሎም ይርከቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከይዲ ኩናት ህልውና ዝተረኸበ ሓድነት ንኢትዮጵያ ዘላቂ፣ ኩለመዳይ ሰላምን ዕብየትን ክጠቅም ዘኽእል ዘተ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ላዕለዎት መንግስቲ ፌደራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ጀሚሩ፡፡ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኩናት ህልውና ናይ መጀመርያ ምዓራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፤ ዝተረኸቡ ኩለመዳይ ዓወታት ሓሊኻ ናብ ዘላቂ ሰላምን ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተሰናዲኦም ኢዮም – ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምዝተሰናድኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒሰስቴር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 100 መዓልቲታት ምክያዱ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ለውጢ ውዳበ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ስርዓት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም ሓዱሽ ፍቓድ ምውፃእ፣ ዓመታዊ ፍቓድ ምሕዳስ፣ ሓደሽቲ ተሸከርከርቲ ምምዝጋብ፣ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዜና መፅሄት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ቴሌፎን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” – ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ፈላሲት Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” ክብላ ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ጓ 70 ዓመት ፈላሲት ገሊፀን። ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታትን ኣጋጣሚታትን ንዋታዊ…