ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ቀቢሩ ኢዩ – ነበርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ንፁሃን ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ከምዝቐበረ ነበርቲ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም።
ስድራ መወትቲ እውን ኣስከሬን ከየልዕሉን ሓዘን ከይቕመጡን ብምኽልካል ይቕረ ዘይበሃል ግፍዒ ከምዝፈፀመሎም…