ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 68 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጎምሩኽን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 68 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…