ስፓርት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ ኣብ ኤምሬትስ ተተኣናግደሉ መርሃ ግብሪ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ ኩሎም ውድድራት ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ብማንቼስተር ሲቲ ምንም ስዕረት ዘየተኣናገደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ቤት ትምህርቲ ሓፂር ኮርስ ሕፁያት መኮንናት ሁርሶ መበል 26 ሰልጠንቲ ንስር ኮርስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንሕብረተሰብ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣረኪበን። ዝተሃነፁ ኣባይቲች ንሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንኣረጋውያን፣ ንጉዱኣት…
ስፓርት ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን ረኺባ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃፓን ከተማ ቶክዮ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን መዳልያታት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ በቲ ውድድር ብኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነህን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዘርኣዮ ደገፍ ንሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ተወፋይነት ዘርኢ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ዘርኣዮ ህዝባዊ ደገፍ፣ ኣብ ሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ዘለዎ ተወፋይነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም። ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽቶታት ዲጂታል ኢትዮጵያን ዓለም በፂሓቶ ዘላ ዘመን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኣብ ግምት ዘእተወ ወለዶ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኢንስቲትዩት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም በረራ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም 1ሺሕን 103 በረራ ሰልጠንቲ ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ሰብሞያታት በረራ 41 ኣብረርቲ፣ 343 ሰብሞያትት ፅገና ኣውሮፕላን፣ 524 ኣገልገልቲ በረራን…
ስፓርት ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ትፅቢት ይግበር mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሞንጎ ማንቼስተር ዩናይትድን ቼልሲን ከምኡ እውን ደርቢ መርሲሳይድን ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ኤቨርተንን ብሃንቀውታ ትፀቢት ይግበር። ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንብራኸ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ ዓወት እዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ዝጀመርናዮ ናብ ብራኸ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ ዓወት እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጱያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡ “ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ ግድብ ብዓወት ምዝዛሙ…