ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Sep 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ንዕብየት ሓንቲ ሃገር ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ንምግባር ብቴክኒካዊ ሞያውን ክእለት ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ዘማዕበለ ወለዶ ምህናፅ የድሊ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ነዚ ዝበላ ቢሮ ስራሕን…
ስፓርት ወላይታ ድቻን ኣል ኢትሃድን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌደሬሽን ወላይታ ድቻ ምስ ኣል ኢትሃድ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ወላይታ ድቻ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ሊቢያዊት ጋንታ ኣል ኢትሃድ ዝገበረቶ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም mizan mekonen Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 9 መስከረም ጀሚሩ ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1. እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) - ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ 2. ወ/ሮ እናታለም መለስ - ብሚኒስትር መዓርግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብመዳይ መራሕቲ ኣፍልጦ ክረክብ ገይሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንና ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ እተን ሚኒስትር እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10ይ ፎረም ከተማታት ስራሕቲ ምድላው እናተወገኑ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሎጊያ ሰመራ ንዝካየድ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምድላው ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ስራሕቲ ምድላው ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕቑር ፀጋ ክልል ሶማሌ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Desta Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ዕቑር ፀጋ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ አሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባ ሰልፊ ደገፍ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ማእኸል ዝተዋደደ ኣገልግሎት ሕውየት ሕክምና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሃገር ለኸ ዝኾነ ህንፀት ማእኸል ዝተዋደደ መሕወዪ ኣገልግሎት ሕክምና ተጀሚሩ። እምነ ኹርናዕ እቲ ማእኸል ዘንበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፤ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ንዘፈር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ – ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) Desta Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)። ህንፀት ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ምምራቑ ስዒቡ “ብሓባር ክኢልና” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ – ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ነገር ምዕዋት ከምንኽእል ብተግባር ዘረጋገፀ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ። ምዝዛም እቲ ግድብ ብምምልካት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብርቱዕ ንሕንሕ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድምቀት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ንፍፃመ ዝበቁቕዑ ጴጥሮስ ማስረሻ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ እዮቤል ፀጋዬን ኤፍሬም ጌታቸውን ክነሓንሑ…