ግድብ ህዳሰ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብሓሳብ ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ኢዩ- ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብረሃፅ፣ ደምን ሓሳብን ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ድሙቕ ዓወት ኢዩ ኢሎም ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…