ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝጅመር ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊድ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ኣብ ሸውዓተ ክላስተራት ከምዝጅመር ዝተሓበረ እንትኸውን፥ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ብ253…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝዘመነን ዜጋታታ ዝኾርዑላን ሓይሊ ባሕሪ ንምህናፅ እናሰርሐት ምዃና ተገንዚብና – ልኡኽ ፌዴሬሽን ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ፌዴሬሽን ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። መንግስቲ ሩሲያ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ዝዘለቐ ሰናይ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ዘለዎ እንትኸውን፥ ዕላማ እቲ ዑደት ድማ ሓደ ኣካል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ዓፋር ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናፈፀሞ ዝርከብ መጥቃዕቲ ንምክልኻልን ኣብ ዝኣተዎ ንምትራፍን ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር፣ ሚሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን እናተቃለሰ ከምዝኾነ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ሉኡኾምን ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦም። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊምቢ ቀበሌ መልካ ጋሲ መላካ ሆላ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ መተሓባበሪ ትራፊክ ወረዳ ጊንቢ ሳጅን ድሪባ ሻንቆ ተዛሪቦም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዘጋጠመ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ዝኸውን 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ምላሽ ንመሃብ ዝውዕል 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም። ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ተግባራት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ዕዉታት ተግባራት ኣሳሊጦም። ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቤልጂም ብራስለስ እናተኻየደ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናሳለጠቶ ትርከብ ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓትን ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ዓለምን ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ሓምለዋይ ልምዓት እናገበረቶ ትርከብ ንምድጋፍ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ኦስማን ዲዮን ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ኦስማን ዲዮን ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጅግጅጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሕ፥ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ባሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 78 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 78 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…