ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ፡፡ ሚኒስተር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ትማሊ 8 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ንኣንባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣውር ስቴፓንን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡ ኣፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ግምባር ቆቦ ቅድም ኢሉ በረኽቲ ቦታታት ዞብል ተቖፃፂሩ ዝነበረ እንትኸውን፥ ኣድማስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ከምትኹንን ሩሲያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል መምርሒ ከምትኽተልን ሕረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ዝግበር ጥምረት ከምትድግፍ ገሊፃ። ትማሊ ኢትዮጵያ ዘይተሳተፈትሉ ኣኼባ ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ቤት ምኅሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝተቛረፀን ከተማታት ኣገልግሎት ንኽረኽባ እናተገበረ ብዝርከብ ርብር÷ ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ደብረ ብርሃን ትርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት፣ ምክብባርን ምትእምማንን ዝተመርኮሰን እናዓበየ ዝመፅአን ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊሊፕንስ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ኢላ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ ብምባል ክዘራረበሉ ቆፀሮ ዝሓዘሉ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ጄኔቫ ዝርከብ ቀዋሚ ልኡኽ ፊሊፒንስ ኣብ ውድብ ሕበሩራት መንግስታት ኤቫን ጋርሽያ ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብምትኳር ምስ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ዘመትቲ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሃገር እናተሳተፉ ዝርከቡ ዘመትቲ ሎሚ መዓልቲ ሓገዝ ገይሮም። እቶም ኣመራርሓታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ንዘተውፃፅኡ 220 ስድራ ዘመትቲ ንሕድሕዶም 50 ኪሎ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ…