ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም። ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ’ፃዊዒት ሓደ ሚሊዮን ናብ ኢ/ያ’ ናውቲታት ጥዕና ሓገዝ ምግባር ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሓደ ሻንጣ ንወገነይ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ምንቅስቃስ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዲያስፖራታት ሓገዝ መድሓኒት ሒዞም ንክመፅኡ ዝክእል ዕላማ ዘለዎ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ካብ መታሓባበርቲ ወፍሪ ’የኣክል’ #NoMore’ ዝረኸቦ ሓበሬታ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዲካን ደበበ ንርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብወራር ሒዙ ኣብ ዝፀንሐሉ እዋን በቢወርሑ ብኣማኢት ኣማኢት ሚሊየናት ዝቑፀር ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ባቱ ዝተሃነፀ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢዮም መሪቖም ከፊቶምዎ። እቲ ማእኸል ስልጠና መራብሒ ዓሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝፍፀም መጥቃዕቲ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ሃዋሳን ድሬዳዋን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝፍፀም መጥቃዕቲ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ሃዋሳን ድሬዳዋን ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ይዕሰል፤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብ ልዕሊ ህፃናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣክንውሚ ኣዲሲና ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ቀፃሊ ዝኾነሉ ዝለዓለ ግደ ትኽረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ እዋኑ እዋን በዓላት ከምዝኾነ ብምሕባር ኣብ ኢትዮጵያ…