ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ – ነባሪት ከተማ ወልዲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ” ክትብል ውልቀ ተበዳሊት ነባሪት ከተማ ወልዲያ ገሊፃ።
ከተማ ወልዲያ ካብ ግብረ ራዕዲ ህሓት ናፃ ምውፃኣ ስዒቡ እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም…