ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክህልዋ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢን ድምፂን ክህልዋ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝሐሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ተመሓላሊፎም – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ክመሓላለፉ ከምዝኸኣሉ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ከምዝተመለሱ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሎሚ ይኹን ንቕድሚት ፀላእትና ጉልበቶም ደኺሙ፣ ናይ ፅልኢን ባእሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )”ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ ክብላ” ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መበል 16 በዓል መለዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣፍሊጦም። ዶክተር ጌዲዮን መቐመጢኦም ኣብ ጄኔቫ ንዝገበሩ ጉጅለ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ይርከቡ – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ከምዝርከቡ ሙሁራን ገሊፆም። ምፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ተማራማሪ ምሕደራ ህዝቢን መንግስቲን ዶክተር መሓመድ ዓሊ ከምዝበሉዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ትግራይ ዘርኢ ምጥፋእ ተፈፂሙ” ብዝብል ኢትዮጰያ ንምውንጃል ኣብ ኣሜሪካ ምምሕዳር ባይደን እናረቐቐ ዝነበረ ኣዋጅ ብብሄራዊ ሕጊ መከላኸሊ ፍቓድ እታ… Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን “ኣብ ትግራይ ዘርኢ ምጥፋእ ተፈፂሙ” ብዝብል ኢትዮጰያ ንምውንጃል ንኣዋርሕ እናረቐቐ ዝነበረ ረቂቕ ኣዋጅ ብብሄራዊ ሕጊ መከላኸሊ ፍቓድ እታ ሃገር ተሰሪዙ። መመሓየሺ “ኣዋጅ ዘርኢ ምጥፋእ ትግራይ” በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዕላማ ሒዙ ጎንፂ ዝጀመረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾን እቲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀ/ሚ ኣቢይ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ከምዘፍለጦ÷ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቅድሚ ሓደ ሰሙን 12 ዝኾኑ ወታደራዊ መራሕቱ…