ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ሃለቕቲ ፍርያታት ንምቕራብን ዋጋ ዕዳጋ እኽሊ ንምርግጋዕን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝገበሮ ልቓሕ ብተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ 20 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ቀጥታ ፈነወ ፋና ቴሌቪዥን መደብ “ስለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብምትኳር ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ፈፂሙ ኢዩ – ቢለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ከምዝፈፀመ ሓላፊት ርክብ ህዝቢ ዓለምን ዘፈር ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢ ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ፥ ህወሓት ኣብ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከሚሴን ኮምቦልቻን ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከተማታት ከሚሴን ኮምቦልቻን ኣብ ዝፀንሑሎም እዋናት ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም። ፋብሪካታት፣ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ከምዝዘረፉን ከምዘዕነዉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ኣረመኔያዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ነበርቲ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ትካላት ሃይማኖት ብምድፋር ክፋኡ ኣርኢዩ ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንፁሃን ከምዝቐተለ፣ ነበርቲ ከምዘመዛበለ፣ ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ገዛውቲ ክሳብ ትካላት ልዑል ዘረፋን ዕንወትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 28 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 20 ሚሊዮን ብር ብጥረ ገንዘብን 8 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናውቲን ድጋፍ ገይሩ፡፡ ኣብቲ እዋን ተረኺቦም መደረ ዘስመዑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ፥ እቲ ኮሚሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝገብሮ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካሊፎርኒያ ንተመዛበልቲ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ውርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኣብ ቐፃሊ እውን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሩስያን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲን ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዙርያ ጉዳይ ክልቲኣዊ ምይይጥ ዘርገበሩ እንትኾኑ÷ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሃገራት 28 ስምምዓት ተፈራሪመን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወረር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ ሆስፒታላት ግልጋሎት ንክህቡ ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብር ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ… Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ ሆስፒታላት መሊስካ ንምህናፅን ናብ ስሩዕ ስራሕቶም ተመለሶም ግልጋሎት ክህቡ ንምግባርን ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብርን፤ ናውትታት ኣብ ምትእኽኻብ ከምዝርከብን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ…