ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣብ ዝዘመቱሉ እዋን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ዙሪያ ኣዲስ…