መፅሓፍ የመደመር መንግስት ድኽነት ምፅያፍ ጥራሕ ዘይኮነስ ምዕባለ ዝምነ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፅሓፍ የመደመር መንግስቲ ድኽነት ምፅያፍ ጥራሕ ዘይኮነስ ምዕባለ ዝምነ ኢዩ ኢሎም፡፡
በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ‘የመደመር መንግስት’ ትማሊ ተመሪቑ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…