ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር መንግሥት” ሎሚ ይምረቕ ኣሎ Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ "የመደመር መንግሥት" ሎሚ ይምረቕ ኣሎ።
ቢዝነስ ኣብ 2 ወርሒ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ዘቕረበ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ… Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ናይጄሪያዊ በዓል ሃፍቲ ኣሊኮ ዳንጎቴ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ። እቲ ፋብሪካ ስራሕ ዝጀመረሉ ፈላማይ ዓመት ሎሚ ኣብ ወርሒ መስከረም ኣኽቢሩ። በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ኣባይ ንብሕቲ እናተጠቐሙ ዝነበሩ ኣካላት ስምምዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ክቕፅሉ ይደልዩ ኢዮም – ጌዲዮን ኣስፋው (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ኣባይ ንብሕቲ እናተጠቐሙ ዝነበሩ ኣካላት ስምምዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ክቕፅሉ ይደልዩ ኢዮም ኢሎም ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ኣስፋው (ኢ/ር)፡፡ ኣብ ሩባ ኣባይ ግብፂን ሱዳንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝነበሩ ስምምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ መዐቀኒ ምኽኣልና፤ ማሕተም ሓድነትና እዩ – ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ mizan mekonen Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዐቀኒ ምኽኣልና፤ ማሕተም ሓድነትና እዩ ኢሎም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ። ዕዉት ምዝዛምን ምረቓን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ከተማ ኣሰላ ፓነል ዘተ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ዕብየት ዘቀላጥፍ ስትራተጂካዊ ፕሮጀክት እዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ mizan mekonen Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝህነፅ ሓዱሽ መዓርፎ ነፈርቲ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ንምዕባይን ቁጠባዊ ዕብየት ንምቅልጣፍን ዓቕሚ ዘለዎ ስትራተጂካዊ ፕሮጀክት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። ኣይተ ኣሕመድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መግለፂ ፓን ኣፍሪካ ዝኾነ ሃገራዊ ትካል እዩ – ኣይተ መስፍን ጣሰው mizan mekonen Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ብሓቂ መግለፂ ፓን ኣፍሪካ ዝኾነ ትካል ኣቪየሽን እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው። እቲ መንገዲ ኣየር ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ዓለምለኸ መዳርግቲ ኣካላት፣ መሓዙትን ዲፕሎማሰኛታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሽርሒ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ኣፍሺሉ ናይ ይክኣል መንፈስ ዘርኣየ ዓወት እዩ mizan mekonen Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ብሄረሰብ ኦሮሞ ኣሕመድ ዓሊ ሽርሒ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ንምፋሻል ፀለምቲ ህዝብታት ናይ ይክኣል መንፈስ ዳግማይ ዘንበረ እዩ ኢሎም፡፡ ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ “ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል ጭርሖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባይ ንፍልፍሉ ምግልጋል ጀሚሩ – ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ mizan mekonen Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ከተማ ደሴ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉን ተተካኢ ምክትል ከንቲባ ከተማ ደሴ ሳሙኤል ሞላልኝ ከምዝበልዎ÷ ኣባይ ንፍልፍሉ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላእትና ዝጠጅእዎ ጥሒስናን በቲኽናን ብሓድነት ተሰሊፍና-ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብቲ ሰልፊ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኢትዮጵያ ሃገርና ኣብ ምዕራፍ ልምዓት ኢያ ዘላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጅማሮ ምዓበለ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…