ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 150 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። ብደቂ ኣንስቲዮ ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ ዝተሰናደአ ስንቂ እውን ብተመሳሳሊ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ከምዝገበራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዘበናዊ ሆስፒታል ሙሴ ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ኦሮሚያ ዶክተር መንግስቱ በቀለን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ክብላ ኣለወን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋድ ኣብቲ ከባቢ ሰላም ንኸዓስል ዝደልያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ክብላ ከምዝጋባእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ነቢል ምስ ፖስት ሱዳን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምትኹንን ገሊፃ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መዘነኦም ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መቕደላ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ካብ ለንደን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብወራደራት ጀኔራል ናፒዬር ዝተዘረፉ 13 መርኣያ ጥንታዊ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ታሪኻዊን ሃይማኖታዊን ሓድጊታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ዘላቒ ሰላም ንምስራሕ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ብዘላቕነት ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂ አይ ዜድ) ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ተፈሪሙ ዘሎ ስራህቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰልሰተ ዓመታት እናተሳለጡ ዝነበሩን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘሎ ዓቕሚ ንምጥቃም ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ምቕራብ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘለዋ ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ብፍላይ ፍርያት ኣቮካዶ ብቅልጡፍ ናብ ዝድለ ዕዳጋ ምቕራብ ብኽነት ፍርያት ካብ ምትራፉ ሓሊፉ ፍርያት ኢትዮጵያ ተመራፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ይካየድ ኣሎ። “ኩሉ ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ከም ሓደ ዜጋ ንሃገሩ ዲፕሎማት ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ፕሮግራም ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮን ኣዴታትን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ምድላው ስንቂን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደምን ኣካይደን። እቲ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ፈረንሳይ ብዝተገበረ ፍተሻ ብዙሓት መዐወኒ ሓሽሽ፣ መሳርሒታትን ካልኦት ናውቲን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ከባቢ ፈረንሳይ ፖሊስ ብዝገበሮ ፍተሻ ብዙሓት መዐወኒ ሓሽሽ፣ ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽ ዝሓዙ በረርቲ ወረቓቕቲ፣ ቲሸርትታትን መሳርሒታትን ከምኡ እውን ብዙሓት ናይ ሓይሊ ፀፅታ ክዳውንቲ ከምዝሓዘ ገሊፁ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…