ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…