ምስ ኣዘርባጃን ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ዝተገበሩ ምትሕብባር ምሕዝነትና እናዕበየ መፂኡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ምስ ኣዘርባጃን ዘለና ምሕዝነት ብምትሕብባር እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሓበሬታ፤ ፕሬዚዳንት ኢልሃም…