ምዕራባውያን ሚዲያታት ንኣፍሪካ ዘለዎ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታትን ትካላትን ምዕራባውያን ንኣፍሪካ ብምዝምልከት ዝፍንውዎም ፀብፃባት ዝተዛብዑ ብምዃኖም ንፍልፍል ሓበሬታ ከምዘይመርፁዎም ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ‘ዘ ቢግ ፎር ኣጀንዳ’ ኣብ ዝተሰመየ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…