Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። እቲ ክፍለ ከተማ፥ 25 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ፤ 25 ሚሊየን ዝግመት ድማ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ማለት እውን 150 ኣብዑር፣…

ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ፍልጠቶም የካፍሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዝዋይ ቡልቡላ ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት ዝመፅኡ ምልምላት ኣብ ምስልጣን ከይዲ ፃውዒት ዝተገበረሎም ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ዘኹርዕ ተግባር እናሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ እቲ ማእኸል ኮሎኔል…

ሃገር ናይ ምህናፅ ዘይኮነስ ናይ ምፍራስ ታሪኽ ዘለዎ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣፍሪስና ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ናይ ምህናፅ ዘይኮነስ ናይ ምፍራስ ታሪኽ ዘለዎ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣፍሪስና ከም ኣቦታትና ድሙቕ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ክፍለ…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ምዕራፍ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ባሕሪ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ዝርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ተወካሊ ዋና ኣዛዚ ባሕሪ ሓይሊ ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ፥ ሰልጠንቲ ኣብ ማይ ዝወሃቡ ወታደራዊ ግቡኣት ብብቕዓት ምፍፃም…

ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ኣብታ ከተማ ከባቢ ፒያሳ ኢዩ ኣጋጢሙ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…

ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ሽታየ መሓመድ ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ወረዳ 1…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገሌ ኣርሲ 52 ተጠርጠርቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፀፅታን እታ ከተማ። ብኣካላት ፀፅታ ብዝተኻየደ ወፍሪ ኣባላት እቲ ጉጅለ ኢዮም ተባሂሎም ብዝተጠርጠሩ 52 ሰባት…

ካብ ክልል ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊትን ሚሊሻታትን ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሎሚ መዓልቲ ተፀምቢሮም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣቶም…

ፀገማት ኢትዮጵያ ብኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ምፍታሕ ኣይከኣልን ክብሉ ነበር ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጓነፍዋ ፀገማት ብኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ክፍታሕ ከምዘይከኣልን እቲ ፍታሕ ካብ ውሽጢ ክመፅእ ከም ዘለዎን ነበር ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥን አምባሳደር ዶናልድ ቡዝን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወፍሪ ህልውና ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህልውና ሃገር ዘንፀላለወ ዘሰክፍ ሓደጋ ብኹሉ መዳይ ርብርብ ብምግባር ግብረ ሓይሊ ወፍሪ ህልውና ብምጥያሽ ኣብ ሓፂር እዋን ዝትግበር መርሃ ግብሪ ከምዝሓንፀፀ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓ፤ልቲ ኣብ…