ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኮሚቴ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ።
ተጠቀምቲ እቲ ሓገዝ ካብ ከባቢታት ኣብዓላ፣…