ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ምምሕዳር፥ ን3ይ እዋን ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት ንሰራዊት ምክልኻል፣ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅተን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት…