Fana: At a Speed of Life!

ንፃውዒት ኣዋጅ ክተት ነበርቲ ክልል ደቡብ ብዝለዓለ ስምዒት ምላሽ ይህቡ ምህላዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢሲ)ንጉጅ ግብረ-ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ዝተፀውዐ ኣዋጅ ክተት ነበርቲ ክልል ደቡብ ብልዑል ትኹረት ምላሽ ይህቡ ምህላዎም ኣብ ክልል ደቡብ ተፀዋዒ መንስቲ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ገሊፆም። ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምዝበልዎ፤ ከም ክልል ደቡብ ፃውዒት ንወፍሪ…

ፋይዘር ክታበት ዕድሚኦም 12ን ልዕሊኡን ንዝኾኑ ሰባት ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ትማሊ ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ወፍሪ ክታበት ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። እተን ሚኒስትር ኣብ መግለፂአን፥ ፋይዘር ዝተብሃለ ክታበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 65 ክልል ከተማታት ድማ ካብ ሰኑይ…

ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ተወሳኺ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝግበር ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ዋና ዳይሬክተር ዩኔስኮ ኦድሪ ኣዙላይን ኣብ ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ ኣኼባ…

ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ወገናት 2 ሚሊየን 48 ሺሕ ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ኣብ ወርል ቪዥን ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ናይ ደንቢያን ከባቢኣን ፕሮጀከት መካየዲ ስራሕ ኣይተ ዮናስ ኣትክልት፥ ንዝተመዛበሉ…

ምዕራባውያንን መራኸብቲ ሓፋሾምን ብዛዕባ መበገሲ እቲ ኲናት ኣፍልጦ ክህቡ ኣይደልዩን – ኢ/ር ግደይ ዘርኣፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያንን ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽን ንሽርሒን ንናይሕሶት ፕሮፓጋንዳ ደው ብምባሎም ብዛዕባ መበገሲ ምኽንያ እቲ ኲናት ኣፍልጦ ክህቡ ከምዘይደልዩ መስራቲ ህወሓትን ፍሉጥ ፖለቲከኛን ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን ገሊፆም። ኢንጂነር ግደይ ዘረዓጽዮን…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ደም ኣብ ዝለገሳሉ እዋን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ደም ዘድልዮም ወገናት ብዙሓት ከምዝኾኑ…

ህንፀት ሃገር ሓበራዊ ፃዕሪ ዘሓትት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሃገር ሓበራዊ ፃዕሪ ዘሓትት ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ ከምዝሓበሩዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ኣብ ዕዉትነት ኢትዮጵያ ግደ ኣለዎ። ብዝተዋደደ ፃዕርና ክንቅፅል…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ብራሰለስ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ብራሰለስ ፊት ንፊት ቢሮ ሕብረት ኣውሮፓ ሰልፊ ተኻይዱ። ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘይተገበአ ፅዕንቶ ብምቅዋም ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካብ…

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝኸውን 40 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝን ህፁፅ እዋን ርዳእታን ዝውዕል 40 ሚሊየን ዶላር ምፍቃዱ ኣፍሊጡ። ምክትል ፀሓፊን መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ሰብ ኣዊ ጉዳያትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ፥ እቲ ገንዘብ…

ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሰንጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ወገን ጦር 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሰንጋ ኣብ መካነ ሰላም ተረኺቡ ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ በላይነህ የኔሰው፥ ኣብ ግምባር ወሎ ካብ…