ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ረቂቕ ሕጊ ‘ኤችአር 6600’ ትኽክል ከምዘይኮነን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዶን ቤየር ‘ኤችአር 6600’ ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ዝተሰሓሓተን ነቲ ሓሳብ ከምዝቃወሙን ገሊፆም።
ዶን ቤየር ትማሊ ኣብ ሬስቶራንት ኢትዮጵያ ማክዳ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ…